Login Register
G
Eri link - ኤሪ ሊንክ banner
Eri link - ኤሪ ሊንክ

Eri link - ኤሪ ሊንክ

@UC2VzyQPBgfLeB8EgV7XHBRw - 101K subscribers

Connecting Our People ኤሪ ሊንክ . . . ኤሪ ሊንክ (Connecting our people) ዝብል ተልእኾ ሒዙ፡ እዋናዊ ንጥፈታት ሃገርና🇪🇷 ንኽትከታተሉ፣ ኣብ ኩሉ ዓውዲ ምስ ብሉጻት ሞያውያን ደቂ ሃገርና🇪🇷 ንምልላይን ምስ ኣገደስቲ ፕሮጀክትታት ሃገርና🇪🇷 ምልላይን ምትእስሳርን፡ ታሪኽን ባህልን ክብርታትን ሕብረተሰብና ንምስግጋር ዕላማ ሒዙ፡ ብሓልዮት ዮናን ፕርዳክሽንን ካልኦት ግዱሳት ኤርትራውያንን ተኸታተልትን ዝቘመ ቻነል እዩ። #ብሉጻት ዜጋታት ንምትብባዕን ንኻልኦት ምንቕቓሕ ንምፍጣርን #እዋናዊ ዛዕባታት ኣብ ግዜኡ ንምክትታል #ዝተፈላለዩ ኣገደስቲ ብኤሪ ሊንክን ካልኦትን ዝተበገሱ ፕሮጀክትታት ንምስታፍን ምክትታልን .... ቻነል ኤሪ ሊንክ ይኹን ምርጫኩም! [email protected] #eritrea #Eritrean #erilink