@UC4qaCfwm50pGuZe1RJ0CcAA - 23.8K subscribers
ሰላም ኣብ ዘዘለኹሞ ኽቡራት ፈተውተይን ኣድነቕተይን እንኳዕ ብ ደሓን መፃእኹም ፈጣሪ ንዝለገሰለይ ጥበብ እናመስገንኩ ቋንቋ፣ባህልን ትውፊትን ዓደይ ክዕቅብ:ከማዕብል፥ ከይተሓለልኩ ይፅዕር ኣለኹ 'ሞ * Like Share & subscribe* ብምባል ሓቦ እተስንቑኒ ካብ ልቢ የመስግን 🙏