@UC5HzPE3R0XoiqIkDagcGsKw - 141 subscribers
እዛ ሓዳስ ቻናል ናተይ እያ ኣተባብዑኒ፣ ሰሪሐ ክበልዕ። ንነብሰይ ኣይነብርን ንዓደይ ድኣ፥ ዕዳ ናይ ወለደይን ህዝበይ ክኸምብት በዓል ሙሉእ ተስፋ እየ። በዚ መሰረት ትካለይ ክትዓብይ ድምፂ ውፁዓት ክትኸውን ኩለኹም subscribe,share&Like ኣይትሕሰሙ ኣይኽፈሎን ንዓይ ግን ዓብዪ ዋጋ ኣለዎ፣ ንዝገበርኩምለይ ሓልዮት ብሽም ፈጣሪ የመስግን።