Login Register
G
CAS Mezmur banner
CAS Mezmur

CAS Mezmur

@UCJ99aTqhF6rKmg6RtEcxP9w - 8.2K subscribers

ሰላም ወሰናይ ኣሕዋትን ኣሓትን እዚ ቻነል እዚ 2ይ ቻነል ናይ ንዑ ረኣዩ ኣገልግሎት ኮይኑ፣ ንእገልግሎት መዝሙርን ንዕቤትን ሕንጸትን መዛሙራን ኣብ ሕይወት ቤተክርቲያን እንጥቀመሉ ቻነል ክኸውን ኢዩ። "ንዑ ረኣዩ" ቻነልና ብዝተፈላልዩ መደባትን ኣገልግሎታትን ንምስፋሕ CAS Ministri BC ብዝብል ስያመ ፍሉይ ተበግሶታትን መደባትን ንጅምር ኣሎና። ስለዚ ከም ካልእይ ቻነልና "CAS Mezmur" ብዝብል ናይ መዝሙርን "ዜማ ግዕዝን" ኣገልግሎት ጀሚርሚርና ንኽትሳተፉ ንዕድመኩም ኣሎና! ንኹልኹም ሰብ ጽቡቕ ድላይ ነዚ ቻነልና ምሕጋዝ ንትደልዩ በረኸትኩም ይብዛሕ እናበልነ፡፡ በዚ ናይ Paypal ኣድራሻና ክትጥቀሙ ብኣኽብሮት ንሕብር፡፡ www.paypal.me/casministry