Login Register
G
Tareke Tesfahiwet Music Channel banner
Tareke Tesfahiwet Music Channel

Tareke Tesfahiwet Music Channel

@UCTGsRuZhQF5ZPGtZCT6_Cfg - 40.2K subscribers

ብመጀመርያ ንእትገብሩለይ ድጋፍን ሞራልን ኣቐዲመ የመስግን ኣብ'ዚ ቻነል ድዝርጋሕ ሓደስቲ ስርሓት ክትከታተሉ ምስ እትደልዩ ብቐዳምነት subscribe ብምግባር ምዝጉባት ብምዃንኩም ንኸተረጋግጹ ደጊመ የዘኻኽር ፡፡ ክምኡ'ዉን  ሃናጺ ርኢቶን ሃናጺ ነቐፌታን ምስ ዝህልወኩም ኣብ ቦታ Comment ሓሳብኩም ክትገልጹ ብትሕትና ይሓትት ፡፡ እቲ ስራሕ ባህ ምስ ዝብለኩም Like Share ብምግባር ንምሉእ ዝርግሐ እትገብሩለይ ደጊመ የመስግን ሓዉኹም ታረቀ ተስፋሂወት