እዚ ቻነል እዚ ብዛዕባ ሙዚቃን ደርፍታትን ኰይኑ ብ ህያው ወይ ብቀጥታ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጋጣሚታት ዝተደገሙ ናይ ቀደም ደርፍታትን ሓደሽቲ ሙዚቃዊ ስርሓትን ዘቕርብ ቻነል እዩ ሳብስክራይብ ብምግባር ተኸታተልቲ ናይዚ ቻነል ክትኰኑን ዘለኩም ሃናጺ ርእይቶ ከምኡ ውን ነቐፌታ ኣብ ቦታ ኮመንት ክትገድፋልናን ናብ ኩሉ ተዓዛቢ ንኽበጽሕ ሼር ላይክ ብምግባር ደገፍኩምን ምትብባዕኩምን ንኸይፍለየና ብትሕትና ንሓትት።
Eri-Live Media is a YouTube channel that provides both old and new live music performances, which have been playing on several occasions. Buckle up and join us for this great live music.
www.tiktok.com/@erilivemedia?_t=ZM-8xlBnOPvrJG&…