Login Register
G
UGBC AYAT banner
UGBC AYAT

UGBC AYAT

@UCTWJa9D5rlwTNMTFnLVPLKg - 623 subscribers

ናብዚ መንፈሳዊ ቻነል ሕብረት ኣመንቲ ወንጌል ኣያት UGBCAYAT እንቛዕ ብሰላም መጻኹም። ብቤት ክርስትያን ሕብረት ኣመንቲ ወንጌል ኣያት ዝውነን ኮይኑ፡ ኩሉ ግዜ ቀዳም ሰዓት 8:00 ድ.ቀ. ብኣቆጻጽራ ኤርትራ ፡ ናይ ኣምልኾ መዛሙር ከምኡ ክኣ ስብከት ቃል ኣምላኽ ይዝርግሕ። Subscribe ብምግባር ናይ ቻነልና ቤተ-ሰብ ስለዝኾንኩም ኣምላኽ ይባርኽኩም። ከምኡ ውን like Share እናገብረኩም ንእትህብና ሃናጺ ርእቶኹም ውን እናተጸበና ብሓንሳብ ቃል እግዚኣብሄር እና ሰማዕና ንዕበ። ተባረኩ። ኣድራሻ፦ ኢትዮጵያ፥ ኣዲስ-ኣበባ፥ ኣያት ካብ ኣያት ኣደባባይ ናብ 49 (ጸበል) ኮንደሚኖም ወይ ኣበበች ጎበና መውልዳ ሆስፒታል ወይ ክኣ መቄዶንያ ኣረጋውያን ናብ ዝወስድ መገዲ ኣዲስ መንደር ፊት ንፊቱ ዘሎ ኢልዳና ህንጻ Galaxy supermarket ኣብ ዘለዎ ህንጻ ንርከብ።