Login Register
G
መምህር ቀሺ ዘርኦም አብርሃ - Memeher Keshi Zerom Abraha

መምህር ቀሺ ዘርኦም አብርሃ - Memeher Keshi Zerom Abraha

@UC_Z7Y9uB5C1ZynF5w1tmbRQ - 4.2K subscribers

⛪️ በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን ! እዚ ዩቲብ ቻናል ብኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን እምነትን ሰርዓትን ቀኖናን ዝተፈላለዩ : ስብከታት : እዋኑ ዝሓለዉ ትምህርቲ ከምኡ'ውን ታሪካዊ ገዳማት ዝዳህሰስሉ ዩቲብ ቻናል እዩ ። ስለዚ ንስኹም ፣ ንስኽን እዚ መንፈሳዊ ዩቲብ ቻናል 𝑺𝒖𝒃𝒔𝒄𝒓𝒊𝒃𝒆 { ሳብስክራይብ } ብምግባር ንፈተውቶም ንክባፃሕ መንፈሳዊ ሓላፍነትኩም ክትዋፅኡ ብትሕትና ንሓትት ። “እግዚአብሔር ኤርትራን ህዝባን ይባርክ” ። አሜን : :